ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ስዑዲ ዓረብ ዝኾነ ኣል ሂላል ንኔይማር ንምፍራም ምስ ጋንታ ፈረንሳይ ዝኾነ ፓሪሴንት ዥርመን (ፔ ኤስ ጂ) ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ።
ኣመራርሓ ክልቲኦም ጋንታታት ኔይማር ንምዝውዋር ብዝገበርዎ ስምምዕ፥ ፒ ኤስ ጂ ካብቲ ዝውውር 86 ሚሊየን ፓውንድ ክረክብ ኢዩ ተባሂሉ።
ኔይማር ክሳብ 2025 ዓ.ም.ፈ ዘፅንሖ ስምምዕ ክፍርም ኢዩ።
ኣብ ፃንሒቱ ዓመታዊ 129 ሚሊየን ፓውንድ ክኽፈሎ ኢዩ ተባሂሉ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።