ኢጋድ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ በይነ ምንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ንኢዱ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ይፍለጥ፡፡

ነዚ ስዒቡ ኢጋድ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ንውሳነ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዝንእድ ገሊፁ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment