ኢዜማ 138 ሸቶታት ዝሓዘ ሰነድ ቃል ኪዳን ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢዜማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ንዝካየድ መረፃ 138 ሕፁያት ምቕራቡን ሰነድ መረፃ ቃል ኪዳን ሰነድ ምድላውን ኣፍሊጡ።
መራሒ ኢዜማ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ብደረጃ ኣዲስ ኣበባ ዝተዳለዉ ሰነድ መረፃ ቃል ኪዳን ዕላዊ ኣብ ዝገበርሉ እዋን ከምዝገከፅዎ፥ ኢዜማ ኣብሕድሕድ ወረዳ ናይቲ ሕብረሰብ 10 መሰረታዊ ፀገማት ብምፍላይ መልሲ ንምሃብ ዘኽእል ፕሮግራም ተዳልዩ።
እቲ ፓርቲ ቅኑዕ ፌዴራልዝም መሰረት ዘለዎ ዘይተማእኸለ ስርዓት ምምሕዳር ምዝርጋሕ ዝብል ኢዩ።
ኢዜማ እንተ ተመሪፁ ፀገም ህዝቢ ንምፍታሕ ከምዝሰርሕ እውን ኣፍሊጡ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!
Comments (0)
Add Comment