ኢኮኖሚ ካብ ፅግዕተኝነት ሃገራት ወፃኢ ንምንጋፍ ኣብ ቀፃሊ ጠመተ ዘድሊዮም ዛዕባታት ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ካብ ፅግዕተኝነት ሃገራት ወፃኢ ንምንጋፍ ኣብ ቀፃሊ ጠመተ ዘድሊዮም ዛዕባታት ከምዘለዉ ሰብ ሞያ ኢኮኖሚ ገሊፆም።

ሕርሻ ናብ ግዙፍ ሜከናይዜሽን ምቕያር፣ ኢንዱስትሪው ምምዕባልን ዝሓሸ ውፅኢት ከመዝግቡ ኣብ ዝኽእሉ ዓውዲታት ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ስራሕቲ ምስራሕ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።

ኣማኻሪ ስግኣት ሓደጋ ሕብረት ኣውሮፓ ጉቱ ቴሶ÷ ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝርከቡ ፍሪያታት ብናይ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ዝተትሓዙ ትልሚታት ዕላዊ ንምግባር ሕርሻ መዝማን ወሳኒ ኢዩ ኢሎም።

መምህር ኢኮኖሚ ዩንቨርስቲ ኮሌጅ ዩኒቲ ፋሲል ጣሰው ብግደኦም÷ ኣርሒቕካ ብምሕሳብ ዓውዲ ትምህርቲ እቲ ኢኮኖሚ ካብ ፅግዕተኝነት ዘናግፍን ንባዕልኻ በምግቢ ዓርስኻ ዘኽእልን ሸቶታት ምሓዝ ከምዘድሊ ተዛሪቦም።

ብትዕግስት ኣብርሃም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment