ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ግምታዊ ዋጋኡ 15 ሚሊዮን ብር ዝኾነ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ።

ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ÷ ካሜራታት መሕለዊ ድሕንነትን መለዋወጢታትን ንፖሊስ እቲ ክልል ኣረኪቦም፡፡

እቲ ሓገዝ÷ ትካላት ብሰብ ስራሕ ምስትውዓል ንምሕጋዝ ዝገብሮ ፃዕሪ ሓደ ኣካል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ግምታዊ ዋጋኦም 15 ሚሊዮን ብር ዝኸውን ናይ ሰብ ስራሕ ምስተውዓል ካሜራታት መሕለዊ ድሕንነት ዘካተተ ሓገዝ ከምዝኾነ ካብቲ ኢንስቲትዩት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቲ ኢንስቲትዩት ንህንፀት ስማርት ሃገር ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል እውን ተሓቢሩ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment