ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ፃውዒት “ካብ ኢድ ክሳብ ኢድ ናብ ሃገር” ብምቕባል ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ ንዝኣትዉ ኣጋይሽ ኣብ ኣገልግሎቱ 70 ሚኢታዊ ምንካይ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
ኢትዮ ቴሌኮም ብዝተፈላለዩ ኣገልግሎታቱ ክሳብ 70 ሚኢታዊ ምንካይ ምግባሩ ብምሕባር፤ ናብ ሃገሮም ንዝመፅኡ ኣጋይሽ ድማ ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ፡፡
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲን ኣብ ኩሎም ማእኸላት መሸጢን ክረኽቡ ከምዝኽሉ ካብ ኢትዮ ቴሌኮም ዝረኸብናዮ ሓሬታ የደርእ።
ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ ኣሕመድ ዘቕረቡዎ “ካብ ኢድ ክሳብ ኢድ ናብ ሃገር” ስዒቡ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ኣጋይሽ ናብ ውሽጢ ሃገር እናኣተዉ ይርከቡ፡፡
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።