ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ከተማታት ሪጅን ማእኸላይ ሰሜን ኣገልግሎት 4ጂ ኤልቲ ኢ ኣድንቫንስድ ፅባሕ ከጀምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ከተማታት ሪጅን ማእኸላይ ሰሜን ኣገልግሎት 4ጂ ኤልቲ ኢ ኣድንቫንስድ ፅባሕ ከጀምር ኢዩ።

እቲ ኣገልግሎት ኣብ ከተማታት ደብረ ብርሃን፣ ሱሉልታ፣ ሰንዳፋ፣ ገርበ ጉራቻን ለገጣፎን ኢዩ ከጀምር።

ዋና ፈጻሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ እቲ ኣገልግሎት ንምጅማር ሎሚ መዓልቲ ናብ ከተማ ደብረ ብርሃን ኣቲየን።

ኣገልግሎት ኔትዎርክ ራብዓይ ትውልዲ ኣብቲ ከባቢ ምጅማሩ፥ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ቅልጡፍን ስሉጥን ክገብሮ ኢዩ ዝብል እምነት ኣሎ።

ብኣበበ የሸዋልዑል

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment