ኢትዮ ቴሌኮም ሓዱሽ ኣገልግሎት ኢንተርኔት 4 ጂ ውሽጢ ገዛ ዲስ የቤት ውስጥ የ4ጂ የኢንተርኔት አገልግሎት አስተዋወቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ሓዱሽ ኣገልግሎት ኢንተርኔት 4 ጂ ውሽጢ ገዛ ዲስ የቤት ውስጥ ኣፋሊጡ።

ኢትዮ ቴሌኮም ሓዱሽ 4 ጂ /home 4g wttx/ ገመድ ኣልቦ ብሮድባንድ ኢንተርኔት ንኣገልግሎት መንበሪ ገዛ ምቕራቡ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ገሊፀን፡፡

ኣገልግሎት ኢንተርኔት ገመድ ተበፃሒ ኣብ ዘይኮነሎም ቦታታት ብኣማራፂ ንመሃብ ዘኽእል 4ጂ ገመድ ኣልቦ ብሮድባንድ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ዝቐረበ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

እቲ ኣገልግሎት ዓማዊል ኣብ መንበሪ ከባቢኦም ወይ እውን ብጡረታ ተወሲኑ ሞባይል ኔትዎርክ ብምጥቃም ልዑል ቅልጣፈ ዘለዎ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ብተነጣጣኒ ዋጋ ኣብ ውሽጢ ገዛ ንምርካብ ዘኽእል ኣማራፂ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ድሌት ዓማዊል ንምምላእ ሓደሽቲ ቴክኖሎጂታት ብምፍላጥ እናተሰርሑ ከምዝኾኑ እተን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ተዛሪበን፡፡

ብቅድስት ተስፋዬ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment