ኢትዮ ቴሌኮምን ኩባንያ ዜድ ቲ ኢን ዝተፈላለዩ ሞባይል ቴሌፎን ብሓባር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮምን ኩባንያ ዜድቲኢን ዝተፈላለዩ ሞባይል ቴሌፎን ብሓባር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ተስማዕሚዖም።

ኢትዮ ቴሌኮም ብሌድ ቨርዥን V50 ዲዛይን ዜድቲኢ ሓዊሱ ስማርት ቴሌፎናት A40ን A54ን ንዓማዊል ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ምስቲ ኩባሊያ ከቲሙ።

እቲ ስምምዕነት ነቶም ፍሪያታት ኣብ ዕዳጋ ኢትዮጵያ ብሓባር ንምቕራብ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

ብበረከት ተካልኝ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment