ኢትዮ ቴሌኮምን ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ብሓባር ንምስራሕ ተስዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮምን ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስዕሚዖም።

ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩን ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊትን ትካላተን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳያት ተዛቲየን፡፡

ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን÷ ኣገልግሎታት ኣብ ምዝማን፣ ካብ ኢድ ንኽክእ ናፃ ኣገልግሎት ኣብ መሃብ፣ ውሽጣ ኣሰራርሓ ስርዓታት ኣብ ምዝማንን ስርዓት ኣሰራርሓ ቅልጡፍ አገልግሎት ዓማዊል ኣብ ምዝርጋሕን ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ወይዘሮ ሰላማዊት ተዛሪበን።

Comments (0)
Add Comment