ኢትዮጵያ 4 ዲፕሎማሰኛታት ኣየርላንድ ኣባሪራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣርባዕተ ዲፕሎማሰኛታት ኣየርላንድ ኣባሪራ።

እቶም ዲፕሎማሰኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤንባሲ ኣየርላንድ እናሰርሑ ዝነበሩ እንትኾኑ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ለቒቖም ንኽወፅኡ ከምዝተወሰነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፀሪሑ ኢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment