ኢትዮጵያ ፍርቂ ሚሊየን ሓገዝ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ 500 ሺሕ ዶዝ ኣስታራዜኒካ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ንኢትዮጵያ ለጊሳ።

እቲ ስነ ስርዓት ርኽክብ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ አሌክስ ካሜሮንን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተኻይዱ።

እቲ ሓገዝ ቀዳማይ ዙር ክታበት ወሲዶም ካልኣይ ዙር እናተፀበዩ ንዝርከቡ ንምኽታብ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment