ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ፈጣርነታ ክብ ንክብል ብቕዓት ኣመራርሓ ወሳኒ ኢዩ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ዓለም ዘለዋ ተሰማዕነትን  ፅዕንቶ ፈጣርነታን ክብ ንክብል ብቕዓት ኣመራርሓ ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።

ኩለ መዳይ ስነ ምግባር ኣመራርሓ ጠመተ ዝገበረ ስልጠና ኣብቲ ባይቶ ይወሃብ ኣሎ።

እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ዓቕሚ ኣመራርሓ እቲ ባይቶ ብምህናፅ ሓደራ ህዝቢ ብብቕ’ዓት ነክዋፅአዙን ሃገር ክብ ዘብሉን ተግባራት ንክዕመሙ ምግባር ትፅቢት ይግበር ኢሎም።

በዚ ድማ ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ፈጣርነታ ክብ ንክብል ብቕዓት ኣመራርሓ ወሳኒ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment