ኢትዮጵያ “ጠፍአት ተበተነት” እንትብሉዋ ካብ ከውሒ ዝጠንከረ ሓድነት ሃኒፃ ትነብር ሃገር ኢያ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ “ጠፍአት ተበተነት” እንትብሉዋ ካብ ከውሒ ዝጠንከረ ሓድነት ሃኒፃ ትነብር ሃገር ኢያ ክብላ ሚኒስትር ፈጠራን ክእለት ስራሕን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን።

ሚኒስትሯ እንዳሉት ÷ ኢትዮጵያ የውስጥ ተላላኪዎችና የውጭ ሴረኞች በደገሱት የጥፋት ድግስ በሸረቡት ሴራ ተጠልፋ የምትንኮታኮት ሳትሆን ሞተው ሊያኖሯት በቆረጡ እልፍ ልጆቿ ‘ወደቀች’ ሲሏት ቀና ቀጥ የምትል ፍሬ የምታፈራ ፤ ‘ጠፋች ተበተነች’ ሲሉ ከአለት የጠነከረ አንድነት የምትገነባና የምታፀና ነፃ የነበረች፣ ነፃ የሆነች፣ ነፃ ሆና ታፍራና ተከብራ የምትኖር አገር ናት

እተን ሚኒስትር ከምዝበለኦ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ውሽጢ ተለኣኣኽቲን ናይ ደገ ተንኮለኛታትን ብዝደገሱዎ ጥፍኣት ብዝሃቀኑዎ ሽርሒ ተጠሊፋ ትዳኸም ዘይከነትስ ሞይቶም ከንብሩዋ ብዝቖረፁ ኣእላፍ ደቃ “ወደቐት” እንትብሉዋ ቅንዕ ትብል ፍረ ተፍሪ፤ “ጠፍአት ተበተነት” እንትብሉዋ ካብ ከውሒ ዝጠንከረ ሓድነት ትሃንፅን ናፃ ዝነበረት፣ ናፃ ዝኾት፣ ናፃ ኮይና ተሓፊራን ተኸቢራን ትነብር ሃገር ኢያ ኢለን።

“ንሕና ደቂ ኣቦታትናን ኣደታትናን ስለዝኾና ንበርትዕ፤ ንፅናዕ” ክብላ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment