ኢትዮጵያ  ዝጀመረቶ  ሃገር በቀል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ናብ ምዕባለ ዝወስዳ ኢዩ – ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ  ዝጀመረቶ  ሃገር በቀል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ናብ ምዕባለ ዝወስዳ ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛሆ ዥዩዋን ተዛሪቦም፡፡

መበል 72 በዓል ምስረታ ሪፐብሊክ ቻይና ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ቻይና ኤምባሲ ብቪዲዮ ኣብ ዝተገበረ ኮንፈረን፥

ነበር ፕሬዚዳንት ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ካልኦት ትካላትን ተሳቲፎም።

ኣብ ዝተፈላኡ ዓውዲታት ዝግበር ሱር ቦቀስ ተውጢታት ንምትሕብባር ቻይናን ኢትዮጵያን ሓዱሽ ተስፋ ከፊቱ ኢዩ ኢሎም እቶም ኣምባሳደር።

ቻይና ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ኣብ ጎኒ ፍትሒን ሰላምን ትስለፍ ኢያ ብምባል፥ ኣብ ናይ ሓባር ራእይ፣ ትሕብብርን ዘላቒ ሰላምን ብብርኪ ዓለም ክትሰርሕ ኢያ ኢሎም።

ኣብ ልዕሊ ሃገራት ዝንበር ማዕቐብ፣ ሓይሊ ምጥቃምን ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይን ጣልቃ ምእታው ኣጥቢቓ ከምእትቃወም ተዛሪቦም።

ኢትዮጵያ  ዝጀመረቶ  ሃገር በቀል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ናብ ምዕባለ ዝወስዳ ኢዩ  እው ኢሎም እቶም ኣምባሳደር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment