ኢትዮጵያ ዘላቒ ስርዓት ኣማራፅታት መጓዓዚያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ከምተተባብዕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣4 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓምለዋይን  ዘላቒን ስርዓት ኣማራፅታት መጓዓዚያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ከምተተባበዕ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ትራንስፖርትን መጓዓዚያን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ምቹው ዕዳጋ ተሽከርከርቲ ኤሌክትሪክ ብዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዶዳይ ግሩፕ ተዛቲየን።

ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያ ሓምለዋይን ዘላቒን ስርዓት ኣማራፅታት መጓዓዚያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ከምተተባበዕ ተገሊፁ።

እዚ ድማ ኣብ ፖሊስኣን ስትራቴጂኣን ከምዘቐመጠት ወይዘሮ ዳግማዊት ሓቢረን።

እተን ተሽከርከርቲ ብስፍሓት ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ምስ ዓውዲ ኣውቶሞቲቭ ውልቀ ብምዃን ብቕርበት ይስራሕ ምህላዉ ምግላፀን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment