ኢትዮጵያ “ዓለም ለኸ ጉባኤ ዲጂታል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ” 2022 ክተተኣናግድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ “ዓለም ለኸ ጉባኤ ዲጂታል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ” 2022 ክተተኣናግድ ኢያ።

እቲ ጉባኤ፥ ብምትሕብባር ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፣ በዓል መዚ ኮሙዩኒኬሽን ኢትዮጵያን ኤክስቴሽያን ዝተሰናድአ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ ጉባኤ ካብ ልዕሊ 30 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ 300 ክሳብ 500 ዝኾኑ ሚኒስትራት፣ ሓለፍቲ ትካላት ቴክኖሎጂን ላዕለዎት ሰብ ሞያ ኢንፎርሜሽን ኮሙዩኒኬሽን ቴክኖሎጂ ክሳተፉ ኢዮም ተባሂሉ።

ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ፥ እቲ ጉባኤ ኣብ ኢትዮጵያ ንምክያድ ምውሳኑ ኢትዮጵያ ተደላይት እናኾነት ምምፃኣ ዘርእይ ኢዩ ኢሎም።

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment