ኢትዮጵያ ውሕመ ኣብዛ ሃገር ዝገብሮም ዘሎ ኩለ መዳይ ተግባራት ድጋፋ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣይተ ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምኽኒያት በምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተሳቲፎም።

ኢትዮጵያ ኣብ ቻርተር ውሕመ ዘለዋ ቁርፀኝነት ምጉላህን እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ኩለ መዳይ ተግባራት ድጋፋ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ተዛሪቦም።

መንግስቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ውሕመን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ምርድዳእ ንምፍጣር ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ገሊፆም።

ኢትዮጵያ መስራቲት ኣባል ውሕመ ምዃና ብምግላፅ፥ ዕላማኣ ኣብ ሸቱኡ ንምብፃሕ ግድኣ በምውፃእ ከምእትቕፅለሉ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment