ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ኣብ ፎረም ሚኒስትራት ብሪታኒያ – ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ።
ኣብቲ ፎረም ኣማራፅታት ሃፍቲ ዕደናን ኢንቨስትመንትን ምቅራቦም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)፥ ኢትዮጵያ እተካይዶ ሓምለዋይ ኣሰር ዘላቒ ልምዓት ዕላዊ ንምግባር ዘኽእል ኢዩ ኢሎም።
ኢትዮጵያ ምስ ብሪታኒያን ካልኦት ትካላት መዳርግቲ ልምዓትን ኣብቲ ዓውዲ እትገብሮ ተግባራት ልምዓት ሽግግር ፍልጠት፣ ክእለት፣ ቴክኖሎጂን ኣብ ተበፃሕነት ፋይናንስ ብምትሕብባር ከምእትሰርሕ ኣረጋጊፆም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።