ኢትዮጵያ ኣዶ ናፅነት ኣፍሪካ ኢያ – ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን መልእኽቲ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም።

ኢትዮጵያ ትገብሮ ዝኾነ ይኹን ምንቅስቓስ ህዝቢን መንግስቲን ኬንያ ኣብ ጎንኹም ከምዝኾነ ከረጋግፀልኩም ይፈቱ ኢሎም።

እቶም ፕሬዚዳንት ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ኣዶ ናፅነት ኣፍሪካ ኢያ፣ ኢትዮጵያ ብባዕዲ ዘይተገዝአት ሃገር ከምዝኾነት ገሊፆም።

ሎሚ ኣፍሪካውያን ናፃ ወፂኦም ኢዮም፤ ኢትዮጵያ ኣዶ ከም ምዃና ድማ ሰላም እንተዘይኮይና ስድራቤት ሰላም ኣይኸውንን ኢሎም።

ምርግገሳፅ ሰላም ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ሰላም ኣፍሪካ ከምዝኾነ እውን ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment