ኢትዮጵያ ኣዶ መንበርነት ፎረም ምኽክር ሚኒስትራት ጉዳይ ዞባዊ ፍልሰት ሰራሕተኛታት ተቐቢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣዶ መንበርነት ፎረም ምኽክር ሚኒስትራት ጉዳይ ዘባዊ ፍልሰት ሰራሕተኛታት ተቐቢላ።

ኢትዮጵያ ኣዶ መንበርነት ፎረም ምኽክር ሚኒስትራት ጉዳይ ዘባዊ ፍልሰት ሰራሕተኛታት ተገሊፁ፡፡

11 ቐርኒ ሃገራት ምብራቅ ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፎረም ሚኒስትራት ጉዳይ ዞባዊ ፍልሰት ሰራሕተኛታት ንዝሓለፉ ሽድሽተ መዓልቲታ ኣብ ናይሮቢ እናተኻየደ ፀኒሑ እዩ፡፡

ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ኬንያ ፎረም ሚኒስትራት ክትምርሕ ፀኒሓ እያ፡፡

ሚኒስትር ክእለትን ስራሕን ሙፋርያት ካሚል መንግስቲ ኬንያ ንዝገበሮ ድሙቕ ኣቐባብላን ፃንሒቶምን ዕዉት ክኾን ንዝነበሮ ምድላዉ ንኢደን፡፡

ብፍላይ ንሚኒስትር ሰራሕተኛታት እታ ሃገር ሰሞን ቼሉጉዊ ምስጋና ኣቕሪበን፡፡

ኢትዮጵያን፦ እናልማ፣ እንገንባ፣ እንዘጋ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment