ኢትዮጵያ ኣብ 6ይ ዓለም ለኸ ፎረም ምትሕብባር ኢንዱስትሪ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣብ 6ይ ዓለም ለኸ ፎረም ምትሕብባር ኢንዱስትሪ ይሳተፍ ኣሎ።

ኣብቲ ፎረም፥ ካብ ልዕሊ 41 ሃገራት ኣፍሪካ ዝተወከሉ ልዕሊ 500 ኣባላት ማሕረሰብ ንግዲ ተሳተፍቲ ኮይኖም።

ብቀንዱ ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ትኹረት ገይሩ ከምዝዝቲ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የርድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment