ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኣባላት ኮሚቴ ቴክኒክ ትሳተፍ ኣላ።
እቲ ጉባኤ ኣብ ጉዳያት ፋይናንስ፣ ኢኮኖሚን ትልምን ዝጠመተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እቲ መበል ሻድሻይ ጉባኤ ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ወይዘሮ ጥሩማር አባተ ኣብቲ ብብርኪ ሚኒትራት ዝግበር ዘሎ ኣኼባ ይሳተፋ ከምዘለዋ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።