ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ካሪቢያንን ፓሲፊክን ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣብ ቤልጂም እናተኻየደ ዝርከብ ጉባኤ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ካሪቢያንን ፓሲፊክን ትሳተፍ ኣላ።

ሚኒስትር ዲኤታ ሰመሪታ ሰዋስው ኣብ ቤልጂም ብራስለስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 115 ጉባኤ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ካሪቢያንን ፓሲፊክን ቅዋም ኢትዮጵያ ኣብሪሀን፡፡

ኣብ ገለፀአን ድማ÷ ትካል ሃገራት ኣፍሪካ፣ ካሪቢያንን ፓሲፊክን ልኡኽትኡ ብግቡእ ንኽዋፃእ ምምሕያሻት ብዝተጠናኸረ መልክዑ ተግባራዊ ክገብር ከምዝግባእ ኢትዮጵያ ተኣምን ኢለን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment