ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ብሉፃት ፈፀምቲ ካብ ዝኾና 10 ሃገራት ኣፍሪካ ሓንቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ካብ 2019 ክሳብ 2021 ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ብሉፃት ፈፀምቲ ካብ ዝኾና 10 ሃገራት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ሓንቲ ከምዝኾነት ገሊፁ።

እተን ሃገራት ዘመዝገብኡ ብርኪ ዕብየት ምስ 2010 እንትነፃፀር ዝሓሸ ከምዝኾነ ሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ ኣብቶም ዓማውቲ ዝሓሸ ወፅኢት ብምምዝጋብ ካብ ዝተሓረያ፥ ኢትዮጵያ፣ ቤኒን፣ ሞዛምቢክ፣ ሴኔጋል፣ ጊኒ፣ ሩዋንዳ፣ ታንዛኒያ ፣ ጋናን ኡጋንዳን ይርከበአን።

ጂቡቲ፣ ኤርትራን ሞሪታኒያን ድማ ኣብ 2019፣ 2020ን 2021ን ኣብ ዓውዲ ኣፍራይነት ዝሓሸን ተወዳዳሪን ዝኾኑሉ ዓመታት ኢዩ ኢሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment