ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ንግድን ኢንቨስትመንትን ምስ ሩሲያ ዘለዋ ርክብ ምምሕያሽ ከምእትደሊ ተገሊፁ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ቻም ኡጋላ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሩሲያ ማርቼንኮ ኢቭጄኒ ኢቭጄኒቪች ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ ብዛዕባ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ከልቲአን ሃገራት ተላዚቦም።
እዚ ድማ ኣብ ኢኮኖሚያዊ ርክብ ምድጋም ከምዝግባእ ምዝራቦም ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።