ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም እታዎታት ፍሪያት መድሓኒትን ሕክምናን ውሽጢ ዓዲ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና  ዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሰብ ሞያን ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም እታዎታት ፍሪያት መድሓኒትን ሕክምናን ውሽጢ ዓዲ ይሳተፍ ኣሎ።

“ድልየት ፍሪያት ውሽጢ ዓዲን ዝተቐመጡ ስትራቴጂክ ሸቶታትን ኣፍሪካ ንክዕወቱ ምድጋፍ” በዝብል ርእሲ ዝተሳለጠ ዘተ ፓነል ዝመርሓ ዶ/ር ሊያ፥ ኣብ ኢትዮጵያ እታዎታት ሕክምናን ፍሪያት መሳርሒታትን ንምስፋሕን ንምትብባዕን ዝስርሑ ዘሎዉ ስራሕቲ ብዝምልከት መብርሂ ሂበን።

ኣብ ኣፍሪካ ፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ከመይ ምምዕባል ከምዝከኣል ዓምዩቕ ዘተ ምክያዱ ኣብ ሚኒስቴር ጥዕና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment