ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ንዝቐረበላ ክሲ ረቲዓ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ “ICL (Israel Chemical Limited) ዝተብሃለ ኩባኒያ መውፅኢ መኣደን ፖታሽ ኣብ ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ንዘቕረበላ ክሲ ከምዝረትዐት ተገሊፁ።

ሚኒስቴር መኣድንን ነዳድን ከምዝበሎ፥ እቲ ኩባኒያ ናይ 300 ሚሊየን ዶላር ክሲ ዘቕረበ እኳ ኢንተኾነ ኢትዮጵያ ነቲ ክሲ ረቲዓ ኣላ።

እቲ ፈርዲ ዝሃብ ኣብ ሄግ ኔዘርላንድ ዝርከብ ዓለም ለኻዊ ቤት ፍርዲ ግልገል ዳይነት (Permanent Court of Arbitration) እንትኸውን፥ ይግባይ ዘይበሃለሉ ፍርዲ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment