ኢትዮጵያ ኣብ ካርቱም ኣብ ልዕሊ መንበሪ ቤት ኣምባሳደር ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኣውጊዛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ካርቱም ኣብ ልዕሊ መንበሪ ቤት ኣምባሳደር ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኣውጊዛ።

ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ዘለዉ ኩሎም ወገናት፥ ዓለም ለኻዊ ዲፕሎማሲያዊ ደንብታት ንከኽበሩን ዲፕሎማቲክ ሰራሕተኛታትን ትካላትን ንሓደጋ ካብ ዘቃልዕ ተግባር ንክቑጠቡን ፃውዒት ኣቕሪባ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment