ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ብሽክለታ ኣፍሪካ  መበል ሳልሳይ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ኤልዶሬት ይካየድ ኣብ ዘሎ  ሻምፒዮና ብሽክለታ ኣፍሪካ መበል ሳልሳይ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ።

እቲ ውድድር ካብ ትማሊ ጀሚሩ ይካየድ ከምዘሎ ኣብ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

Comments (0)
Add Comment