ኢትዮጵያ ኣብ ስዋዚላንድ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ኣብያተ ምኽሪ ኣፍሪካን ሃገራት ዓረብን ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምክሪ ፌዴሬሽን  ዛህራ ሁመድ ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ስዋዚላንድ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ኣብያተ ምኽሪ ኣፍሪካን ሃገራት ዓረብን ይሳተፍ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ ኣፈጉባኤታት ኣፍሪካን ሃገራት ዓረብን፣ ዲፕሎማታት ዝተፈላለያ ሃገራትን ካልኦት ጉጅለ ልኡኻትን ይሳተፉ ከምዘለዉ ኣብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ዓለም ዘጋጥሙ ዘለዉ ዝተፈላለዩ ቅልውላዋት ኣብ ኣፍሪካን ሃገራት ዓለምን ዘብፅሕዎ ፅዕንቶ ብዝምልከት ኣብቲ ጉባኤ ዘተ ከምዝግበረሉ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment