ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ኣብ ዓውዲ ጥዕና እትገብሮም ዘላ ስራሕቲ ንሃገራት ኣፍሪካ መርኣያ ዝኸውን ኢዩ ክብሉ ዳይሬክተር ሲ.ዲ.ሲ ኣፍሪካ ጄነራል ዶክተር ዢን ካሴያ ገሊፆም።
ብዶክተር ዢን ካሴያ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ኣብ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ሙዚየም ሳይንስ ዑደት ኣካይዱ።
እቲ ኤግዚብሽን ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና እትሰርሖም ዘላ ስራሕቲ ኣብ ምፍላጥ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተዛሪቦም።
ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ኣብ ዓውዲ ጥዕና እትገብሮም ዘላ ስራሕቲ ንሃገራት ኣፍሪካ መርኣያ ዝኸውን ኢዩ ክብሉ ምግላፆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።