ኢትዮጵያ ናብ ጂቡቲ 100 ሺሕ ፈልሲታት ልኢኻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንመበል ሳልሳይ እዋን ናብ ጂቡቲ 100 ሺሕ ፈልሲታት ልኢኻ።

ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር ጁሃር፥ ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ሓቢራ ናይ ምልማዕ ትልሚ ብምሓዝ ፈልስታት ናይ ምብፃሕ ስራሕ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ በቲ ምምሕዳር ኣቢሉ ናብ ጂቡቲ 100 ፈልሲታት ንሳልሳይ እዋን ከምዝተልኣኸ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment