ኢትዮጵያ ብ20 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ስጉሚ ብኣትሌት ምስጋናው 5ይ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ብ20 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ስጉሚ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ምስጋናው ዋቁማ 5ይ ሜዳሊያ ወርቂ ንኢትዮጵያ ኣመዝጊቡ፡፡

ኣብ ተመሳሳሊ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ድማ ኣትሌት ስንታየሁ ማስሬ ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ሜዳሊያ ብሩር ንሃገራ ከምዘመዝገበት ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment