ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ሚኒስትራት ገይራ።
ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ዱባይ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 28 ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ውድብ ሕቡራት መንገስታት ተሳቲፎም።
ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ስምምዕነት ዝበፅሑ፥ ሴራሊዮን ፣ ዚምባቡዌ ፣ ኬንያ፣ ናሚቢያን ሩዋንዳን ኣብ ዘለዋሉ ብዴንማርክን ጀርመንን ዝድገፍ “ ምትሕብባር ተሓዳሲ ሓይሊ ኣፍሪካ” መድረኽ ኢዩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።