ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ሳተላይት ሓዱሽ ምዕራፍ እትሃንፅ ዘላ ሃገር ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ከተማ ኣዳማ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ዓውዲ ሳተላይት፣ ድሮን ቴክኖሎጂን ኣይ ሲ ቲን ርእዮም።
በለጠ ሞላ (ዶ/ር)፥ ኣብቲ ዩንቨርስቲ ዘለዉ ምሁራን ዓቕሞም ብምጉልባት ኣብ ቀፃሊ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘበርክትዎ ዘለዉ ኣበርክቶ ንኢዶም።
እቲ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ እውን ሓቢሮም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።