ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ዘለዋ ቁርፀኝነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብመርሃ ገብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብብርኪ ዓለም ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ዘለዋ ቁርፀኝነት ኣብ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ገሊፃ።

ኣብ ግብፂ ሻርማል ሼክ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ እቲ ጉባኤ ኣብ ምክልኻል ለውጢ ክሌማ ዘለዋ ተመክሮ ኣቕሪባ።

ኣብ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ድርድር ስምምዕነት ከባቢ  መንሱር ደሴ፥ ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዝሓለፉ 50 ዓማውቲ ለውጢ ክሌማ ኣብ ኢትዮጵያ ልዑል ፅዕንቶ ምሕዳሩ ገሊፆም።

ብፍላይ ካብ እዋን ናብ እዋን እናወሰኸ ምምፅኡ ገሊፆም።

ውሕጅ፣ ድርቂን ካልኦት ተፈጥሮኣዊ ኩነታትን ኣብዛ ሃገር ብተደጋጋሚ የጋጥም ከምዘሎ ኣብሪሆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment