ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ስቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ሽፋን ክልል በረራ ኣየር ኢትዮጵያ 97 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ገሊፁ።
ዝተፈላለዩ ዘመናዊ ቴክኖሎጂታት መጥቃማ ንምሕላው ድሕንነት ትራንስፖርት ኣየር ናይ ገዛእ ውእሱ ግደ ይገበር ከምዘሎ እውን ሓቢሩ።
እቲ በዓል መዚ ትራፊክ ክልል በረራ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ምቁፅፃር ብተወሳኺ ናይ ካልኦት ጎረባብቲ ሃገራት ይቆፃፀር ከምዘሎ እውን ተገሊፁ ክብል ኢፕድ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።