ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስመምዕነት መጣየሺ ኤጀንሲ ኣፋውስ ኣፍሪካ ፈሪማ።
እቲ ስምምዕነት ሚኒሰስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ተረኺበን ፈሪመን።
ዶክተር ሊያ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም፥ ኢትዮጵያ ኣባል እቲ ኤጀንሲ ምዃና ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ ተዛሪበን።
ምክትል ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪካ ዶክተር ሞኒክ ንሳንዛባጋንዋ ብግደአን፥ እቲ ስምምዕነት ዝተመጣጠነ ቀረብ ኣፋውስን ዝርገሐ ናውቲን ኣብ ኣፍሪካ ዘተኣማምን ንኅኸውን ዘኽእል ኢዩ ኢለን።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት፥ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ምግቢን ኣፋውስን ኢትዮጵያ ሄራን ገርባ ከምዝተረኸባ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።