ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዋ ርክብ ኢኮኖሚ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዋ ርክብ ኢኮኖሚ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣፍሊጦም።

እቶም ሚኒስትር ኣብ ደቡብ ሱዳን ሚኒስተር ገንዘብን ፕላንን ኣጋክ ኣቹል ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም።

ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ሓበራዊ ኮሚቴ ሚኒስተራት ከምዝጣየሽ ምግላፁ ካብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment