ኢትዮጵያ መበል ካልአይቲ ሳተላይት አሐንቢባ

ኣዲስ ኣበባ፣13 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኢቲ ስማርት አር ኤስ ኤስ ( ET-Smart-RSS ) ሳተላይት አሐንቢባ።

ስፔስ ሳይንስን ኢንስቲትዩት  ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ከምዝበሎ እታ ሎሚ መዓልቲ ተሓንቢባ ዘላ ሳተላየት መበል ካልአይቲ ኢያ።

“ኢቲ ስማርት” ዝብል ስያመ ዝተውሃበ እታ ሳተላይት፥ ኣብ ስራሕቲ ግብርና ብፍላይ ድርቂ ንምግማት ዝሕግዙ መረዳእታታት እትልእኽ ኢያ ተባሂሉ።

ካብ 3 ክሳብ 4 ዓማውቲ ኣብ ህዋ ፃንሒት ዝህልዋ ሪሞት ሴንሲንግ ሳተላይት እንትትከውን፥ 12 ኪሎ ግራም እትምዘንን እታ ቀዳመይቲ ሳተላይት ኣብ ዝተቐመጠትሉ ብራኸ ከምእትዓርፍ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment