ኢትዮጵያ ሓሳብ ብነፃነት ናይ ምግላፅን ምኽባር ነፃነት ፕሬስን ዘይናጋዕ ቅዋም ኣለዋ- በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓሳብ ብነፃነት ናይ ምግላፅን ምኽባር ነፃነት ፕሬስን ዘይናጋዕ ቅዋም ኣለዋ ክብል በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ በዓል መዚ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሓሳብ ብነፃነት ናይ ምግላፅን ምኽባር ነፃነት ፕሬስን ኣብ ሕገመንግስቲ ዝሰፈሩ ክብሪታት ኢዮም ኢሉ።

ሐዚ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ናብ ስልጣን ምስመፅአ ብቐዳምነት ዝወሰዶ ስጉምቲ ጋዜጠኛታትን ምፍታሕ እሱረኛታት ፖለቲከኛታትን ከምዝኾነ ብኣብነት ሓቢሩ።

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሐዚ እዋን 35 ትካላት ሚዲያ ወፃኢ ከምዘለዋ ገሊፁ።

መሰላት ሓሳብ ብነፃነት ናይ ምግላፅን ምኽባር ነፃነት ፕረሬስን ብኹለ መዳይ ክኽበሩ ከምዘለዎም ድማ ሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment