ኢትዮጵያ ሐዚ ኣጋጢምዋ ዘሎ ፈተና ኣብ ታሪካ ካብ ዝገመምዋ ዝተፈለየ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ ኣበባን ቢሮ ፀጥታን ሰላምን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ዘቲዮም፡፡

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኢትዮጵያ ሐዚ ዘላቶ ኩነታት ብዝምልከት መበገሲ ሓሳብ ብምክትል ሓላፊ ቢሮ ፀጥታን ሰላምን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ሊዲያ ግርማ ቀሪቡ፡፡

ኣብቲ መድረኽ መኽፈቲ ንግግር ዝገበራ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ÷ ኢትዮጵያ ሐዚ ኣጋጢምዋ ዘሎ ፈተና ኣብ ታሪካ ካብ ዝገመምዋ ዝተፈለየ ከምዝኾነ ገሊፀን፡፡

ናይ ውሽጣዊ ባንዳታት ምስ ወፃኢ ሓይልታት ብምውዳድ እናወግእዋ ምዃኖም እቲ ኩነታት ኣፀጋሚ ከምዝገበሮ እውን ሓቢረን፡፡

“ሃገርና ሐዚ ካብ ዘላቶ ሓደጋ ህልውና ንምውፃእ ናይ ኩሉ ምትሕብባር የድሊ እዩ” ዝበላ እተን ከንቲባ÷ ንኢትዮጵያ ክንከፍሎ ዝግበአና ኩሉ ክንከፍል ይግበአና ክብላ ተዛሪበን፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment