ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ባርሴሌና ተዓዊቶም።
ብደቂ ተባዕቲዮ ዝተኻየደ ማራቶን፥ ኣትሌት ተስፋዬ ድሪባ 2 ሰዓትን 4 ደቒቓን 13 ሰከነደን ብምእታው ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ።
ብተመሳሳሊ ርሕቐት ብደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት የብርጓል መለሰ 2 ሰዓትን 20 ደቒቓን 47 ሰከንድን ኣብቲ ውድድር ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊታ።