ኢትዮጵያዊነት ናይ ኢትዮጵያውያን መተኣሳሰሪ ማንነት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊነት ናይ ኢትዮጵያውያን መተኣሳሰሪ ማንነት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቲዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብዝሃ ባህል፣ ብዝሃ ቋንቋ፣ ብዝሃ እምነት፣ ብዝሃ ኣረኣእያ ዘለና ኢትዮጵያውያን ሓደ ገይሩ ንሓደ ሃገራዊ ዕላማ ደው ዘብል ክብሪ – ኢትዮጵያዊነት ኢዩ ኢሎም።

ንኢትዮጵያዊነትና ብዝሃነትና ማእገሩ፣ ጀግንነትና ሓፁሩ፣ ሓድነትና ዓምዱ፣ ነፃነትና መገዱ ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ንዘለዓለም ትንበር ክብሉ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment