ኢትዮጵያን ጣሊያንን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ 258 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ 258 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ከቲመን።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ አሕምድ ሺዴን ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣርቱሮ ሉዚን ክታሞም ኣምቢረሙሉ።

ኢኢ ሓገዝ ደቀቕቲ ብደቂ ኣኒስትዮ ዝንቀሳቐሱን ስራሕቲ ንግዲ ንምትብባዕ ዝዓለመ ከምዝኾነ ካብ ምኒስቴር ገንዘብ ዝረኸብንዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment