ኢትዮጵያን ጅቡቲን ብዓውዲ ጉምሩክ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ብዓውዲ ጉምሩክ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።

እቲ ስምምዕነት ኣወሃህባ ኣገልግሎት ጉምሩክ ክልቲአን ሃገራት ቅልጡፍን ዘመናዊን ንምግባር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

ዓለም ለኸ መዐቀኒታት ማእኸል ዝገበረን ውፅኢታዊ ዝኾነን ኣወሃህባ ኣገለግሎት ዕላዊ ምግባር ይፅነሐለይ ዘይበሃሎ ጉዳይ ከምዝኾነ ኣብቲ መድረኽ ምግላፁ ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment