ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዞባዊ ምትሕብባረን ከጠናኽራ ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳይ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዞባዊ ምትሕብባረን ከጠናኽራ ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳይ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ።

እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ ኣቦ መንበር በዓል መዚ ወደባትን ናፃ ቐጠናን ጅቡቲ ኣቡበክር ኦማር ሃዲን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢንቭስትመንት ሆልዲንግ ኢትዮጵያ ምህረቱ ማሞ ኢዩ ተኻይዱ።

ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ብሓባር ዘሳልጡዎም ምንቅስቓሳት ልምዓት ምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሎም ከምኡ እውም ኣብ ካልኦት ሓበራዊ ዝኾኑ ጉዳያት ምይይጥ ገይሮም።

ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢንቭስትመንት ሆልዲንግ ኢትዮጵያ ምህረቱ ማሞ፥ እተን ሃገራት ኣብ ብሓባር ዘሳልጠኦም ፕሮጀክታት መሰረተ ልምዓት ዞባዊ ምትእስሳር እተን ሃገራት ንምጥንኻር ከምዝሕግዝ ገሊፆም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment