ኢትዮጵያን ጂቡቲን መኽዘን ነዳዲ ብሓባር ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን መኽዘን ነዳዲ ብሓባር ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን።

እቲ ህንፀት ብዳማርጆግ ፓርክ ኢንዱስትሪ ዝካየድ ከምዝኾነ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣፍሊጡ።

እቲ ሰነድ ስምምዕነት እተን ሃገራት ንቐፃሊ ኣብቲ ዓውዲ ዝካየድ ልምዓትን ህንፀትን ምቹው ኩነታት ንምፍጣር ተወሳኺ ዕድል ንምርኣይ ዘኽአል ኢዩ ተባሂሉ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱን ፕሬዚዳንት ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ግሬት ሆርን ጂቡቲ ኣቡባከር ኦማር ሃዲ ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment