ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ስምምዕነት ኣገልግሎት ትራንስፖርት ነፈርቲ ተፈራሪመን።
እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ብግዝያዊነት ዝወሃብ ዝነበረ ፍቓድ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ቀዋሚ ንምግባን ዓለም ለኻዊን በዝኾነ ስምምዕነት ንምትካእ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብ በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘረድኦ፥ ኣብያተ ዕዮ ሰብ መዚ ስቪል ኣቬሽን ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም ኣለዉ።
ስለዝኾነ ደሊኻ ኣብ ምድሓን(Search and Rescue) ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽአል ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ ምፍርራሞም ተገሊፁ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።